Vacation with students and teachers around Mekelle Leave a Comment / Latest Events / By admin ካብ 128 መንግስታውን ውልቀን ኣብያተ ት/ቲ ኣብ ክለብ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ዝነጥፉ ብሉፃት ተምሃሮ፣ መምሃራንን ኣካላት ኣመራርሓን ኣብ ዘመናዊ ቴክኖሎጂታት እቲ ፋብሪካ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘብሉን ስግግር ተሞክሮን ፍልጠትን ቴክኖሎጂ መፃረይ ማይ ናኖ ፊልትሬሽን (Nano filtration) ብተግባር ክመሃሩ ዘኽኣለ ዑደት ሙሉእ ትሕዝቶ